Valitse sivu
kirkkonummi

ምቅያር ናብ ኪርኮኖሚ

ምምዝጋብ ወይ ምሕባር  ናያ ተቀማጢ

ኣብ ፈንላድ ከምተቀማጢ ገዛ ኣብ ትቅይሉ እዋን ኣብ ትቅይረሎ ምምሕዳር ከም ነባሪ  ግደን ክትምዝገብ ከምዘለካ ። ኣብ ናይ  ዲጊኢ ያ ቫይዕሶቶቪራስቶ ኣብ ሄልሲንኪ ዝርኩብ ቤት/ጽሕፉት (Digi- ja väestötietovirastossa Helsingissä) ወይ ድማ ኣብ ናይ ኪርኮኖሚ ከም ነባረ ክትምዝገብ ክምትክል።

እቲ ኣድራሻ  ድማ

ዲጊኢ ያ ቫይዕሶቶቪራስቶ

ሊንቱላህድንኩያ 2

00530 ሄልሲንኪ

ኢሙል አድራሾም international@dvv.fi

ቀጽረ ናይ ወጻእታታት ዝምዝገበሉ 029 55 36 320

Digi- ja väestötietovirasto
Lintulahdenkuja 2
00530 Helsinki
Sähköposti: international@dvv.fi
Ulkomaalaisten rekisteröinnit, puhelin 029 55 36 320

ኣብ ቤት/ጽሕፉት ናይ ናይ  ዲጊኢ ያ ቫይዕሶቶቪራስቶ ኣብ ሄልሲንኪ Digi- ja väestötietovirastossa Helsingissä ኣብ ትክድሉ እዋን ከተማልእ ዘልካ ነገራት፡

  • ታሴራ ንኣብነት(ፓስፓርት)
  • ናይ መንበሪ ፍቃድ ታሴራ ወይ ኣድላይነት እንተለዏ መንበ ፍቃድ ናይ ፊንላድ.ከመኡ ድማ መንበሪ  ፍቃድን.መንበረ ካርድ.
  • ናይ መንበሪ ፍቃድ መስል ዝተመዝገብ ካለ መረጋገጺ ከምኡ ድማ አውሮፓ አዲ ዜግነት እንተዛልይካ
  • ናያ መርግ ምስክር ወረቀት, ናይ ድቅካ ዕለተ ልድት መረጋገጺ ወረቅት

ኣገዳሲን ክትዝክሮን ዘለካ እቲ ደክመንት ብወግዓዌ ዝተረጋገጽ ክከውን ከምዘለዎ። ብተወሳኪ ድማ ብናይ ፈንሽ,ሽወድን, እንጊሊዝን ዝተተርጋም ክከውን ከምዘለዏ።

ምምልካት ናይገዛ ምቅያር

ኣብ ፈንላንድ ናይ ሓድሽ ገዛ ኣብ ትቅይረሎ  እዋን ቀዳሚ ወይ ድማ  ጊዛያዊ ትነብረሎ  ገዛ ልዕሊ 3 ወርሒ እዋን ዝወስድ እንትኮይኑ ናይ አድራሻ ምቅያርካ ክትሕብር ከምዘለካ። እንድሕር አብ ፈንላንድ ትነብር ኣለካ ከምዝቀየርካ ከተመልክት እንድሕር ደሊካ  ብኢንቱርነት ዉይ ድማ ብቅጥዒ መሌካ አብ ፓስታ  ክተመልክት ትክእልኢካ ።www.muuttoilmoitus.fi ብተወሳኪ ድማ ከምዝቀየርካ  ክትገብሮ ትክእለሉ መንገድታት ብናይ ኦንላይን ወይ ብናይ ባንክ መእተዊ ኮድ ጌርካ ,ወይ ድማ  ብመንነትካ ከምኡ ድማ ብናይ ፐስታ ትጥቅመሎ ኮድ ክትመልኦ ከምትክእሉ።  ከምዝቀየርካ አብ ተመልክተሎ እዋን ምሳካ ዝቅይሩ እንተሃልዮም አብ ትመልኣሎ ግዜ  ክትሕብር ከምትክእል።

ጉዳይ መንበሪ ፈቃድ

 አብ ሄልስንኪ ኣብ ዝርከብ ናይ አገልግሎት ኢምግሬሽን ናይ መንበሪ ፍቃድን ምምዝጋብን ናይ  ሐድ ናብ አውሮፓ  ዜጋ  መስል ክተመልክትትክእሎ ኢኵም እት ቦታ ድማ

Kaupparaitti 10

00770 Helsinki

avoinna ma-pe 8.00–16.15

ካውፓርተ 1000779 ሄልስንኪ

ዝክፈተሎ  ስዓታት ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ (8.00-16.15).

ኣብ ኢምግሬሽን አብ  ትከድሎ እዋን ኣቀዲምካ  ቆጸራ ክትገብ ክትህዝ ከምዘለካ። ኣብቲ ቤት/ጽሕፉት እንድህር ከይድካ  ምናልባት ብዛዐባ ጉዳይካ  እንተይ ክትገብር ከምዝላካ  ክህብረካ ጥራይ እዩም ዝክእሎ ,እምበር ጉዳይካ ከሳልጦልካ  ኣይክእሎን እዮም። እንተኮነ ግን ብቴሌፎን ክትድውሉ ክምትክእሎን, ብቴሌፎን ሓበሬታ ክትወህብ ትክእሎ ኢኩም። ብቴሌፎን ቀጽረ ኣብ ታህቲ ክትረክብዏ ክምትክእሎ ።

ኣብቲ ናይ ኣገልግሎት ነጥቢ ኣቐዲምካ ኣብቲ ናይ ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ኣገልግሎት ቆጸራ ምሕዛዝ ቆጸራ ክትሕዝ ይግባእ።https://migri.fi/ajanvaraus  እቲ ናይ ኣገልግሎት ነጥቢ ምስ ጉዳይ ፍቓድ ዝተኣሳሰር ምኽሪ ክህብ ኣይክእልን እዩ። ይኹን እምበር፡ ናብ ቁጽሪ ተሌፎን ናይቲ ኣገልግሎት ምኽሪ ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም፡ እዚ ድማ ኣብዚ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።https://migri.fi/neuvontapalvelu#palvelunumerot

ብተወሳኺ ካብ ናይ ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ኣገልግሎት ኤንተር ፊንላንድ ብኤሌክትሮኒካዊ ኣገባብ መንበሪ ፍቓድን ምዝገባ ሕብረት ኤውሮጳን ከተመልክቱ ትኽእሉ ኢኹም። https://enterfinland.fi/eServices

ምዝገባ ናይ ሓደ ዜጋ ሕብረት ኤውሮጳ መሰል መንበሪን ምዝገባን ኣብ ዲጂታላውን ስርዓተ ሓበሬታ ህዝብን ኣብ ኢንተርናሽናል ሃውስ ሄልሲንኪ ኣብ… Lintulahdenkuja 2 D, 00530 Helsinki. ihhelsinki.fi

ኣብ መንበሪ ፍቓድካ ጸገም እንተሃልዩካ፡ ካብ ኣገልግሎት ውህደት ኪርኮኑሚ ምኽሪ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።

https://kirkkonummi.e-lomake.fi/lomakkeet/64/lomake.html?rinnakkaislomake=integrationform tai Pakolaisneuvonnasta (https://www.pakolaisneuvonta.fi/).