Valitse sivu
kirkkonummi

አብ ኪርኮኖሚ ምቅማጥ

ኣብ ሓድሽ ከባቢ ምቅያር ከቢድ ክከውን ይክአል እዩ ። ኣብ ሐድሽ ከተማ አብ ትነብረሎ እዋን ብዝሕ ሕቶታትን ሓገዛን ከድልየካ ይክእል እዮ።  አብ ሓድሽ ዓዲ ኣብ ትነብረሉ እዋን ከዝተፈላለየ ቌንቌ ሓገዝ ክትረክብ ትክአል ኢካ ። ንአብነት ኣብ  infofinland.fi https://infofinland.fi/fi  i ወይ ድማ እንቌዕ ብድሓን መጸእኩም ናብ ፈንላድ ዝብል አብ Tervetuloa Suomeen -opas.  ኦፓስ ብጥንቃቈ ክተንብቦ ዝግባእ አገዳሲ  ሓበሬታ አለዎ.

ናይ ስድት ምውህሃድን ምክር ምርካብን

እቲ ትሕቶ ሕቶ አብ ግዚኡን አብ ስዓቱን መልሲ ክትርክሎ አያትክእልን ኢካ ። እቲ ምክንያትድማ እቲ ናይ ፈንላንድ ሲስተም ንክትርዶኦ ክብድ ዝበለ ስልዝኮነ ወልቃዊ ዝኮነ ናይ ሓገዝ አድላይነት ኣብ ኪርኮኖሚ ክትሓእል ኢካ ። እዚ ማለት ድማ ዝብዝሐ ቦታታት ሓቡሬታ ወይ ሐገዝ ክትሔትት ዝኮነ ዝክፈል የብሉን ።

ናይ ምውህሃድን ምልምማድን ኣገልግሎት

አገልግሎት ምወህድን አብ ኪርኮኖሚ ንሓድስቲ ንሓደስቲ ነበርቲ አብ ፈንላንድ ዝቀየሩ ብዛዕባ ናይ አገልግሎት ሓበሬታ ወይ ድማ አገልግሎት ናይ ሓባር ምምህዳር ኣብ ፈንላንድ ሓበሬታ ይህቡ ። ናይ ምዉህሃደ እቲ አገልግሎት ምሕጋዝን ከምኡ ድማ ሓበሬታ ምሃብን ኣብ ዝተፈላላየ ነገራት ናይ መዓልታዊ መነባባሮ ሓገዝ ይህቡ ።

ብተወሳኪ ድማ ናይ ምወህሄድ አገልግሎት አድላይነት ኣብ ዝህልዋ ግዜ ናብቲ መዓልታዊ ቤት/ጽሕፉት ጉዳያትካ ክትሳልጥ ትክእል ኢካ። እቶ ዝትሃገዞ ድማ አብ እዚ አቲካ ክትረይዎ ትክእሎ እኮም KELAn, Migrin ja TE-toimiston ናይ ምወህድን ምልምማድን ኣገግሎትባ ብናይ ፊኒሽን ከምኡ ድማ ኢንግሊሽን ሐገዝ ክትረክበሎ ትክእል ኢካ ። አብ አድላይነት ድማ ብናይ ቴሌፎን አትርጋማይ ክትጥቀም ትክእል ኢካ።  ሓበሬታ ናይ ምዉህሃደን ሓገዝን አገልግሎት ናይ ዝርከበሉ ስዓታት ኣብዚ ሴክሸን እዚ ተጻሒፉሎ ኣሎ።  ናይ  ምወሃድ አገልግሎት ሓገዝን ክትርከብ ብኢሚል ክትስደሎም ትክእል ኢካ, ውይ ድማ ናይ ሓባር ቅጥዒ ኣብ ናይ ምወሃደ አገልግሎት ኣብቲ ናቶም ገጽ አቲካ ክትመልኦ ትክእል ኢካ፡

ንኣገልግሎት ውህደት ዝምልከት ናይ ምቕባል ሰዓታት ሓበሬታ ኣብዚ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤https://www.kirkkonummi.fi/kotoutumisen-palvelut.

ናብቲ ኣድራሻ ኢመይል ብምልኣኽ ነቶም ናይ ውህደት ኣገልግሎታት ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም።kotouttaminen@kirkkonummi.fi  ወይ ድማ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎት ውህደት ዝርከብ ናይ ርክብ ቅጥዒ ብምምላእ እዩ። https://kirkkonummi.e-lomake.fi/lomakkeet/64/lomake.html?rinnakkaislomake=integrationform

 

ኦሕያም

ኦሕያም ኣብ ኪርኮኖሚ ዝነብሩ ትህቲ 30 ዓመት ዝኮኑ ሕብርታ ውይ ሓገዝ ዝወሓበሎ እዮ።እዚ ማለት ድማ አብቲ ቦታ ከይደካ ሐገዝ ውይ ጉዳይካ ከተሳልጥ ትክእል ኢካ። ቆጸራ  ካብ ሶኒ ክስብ ዓርቢ ካብ ስዓት 8.30–16.00.   ኣብ ዝር ግዜ ቆጸራ ከይሓዝካ ጕዳይካ ክትሳጥ ትክእል ኢካ።

ኣብ ኦሕያም ቤት/ጵሕፈት ኣብ ናይ  ዝኮነ ሕገዝ ክትርከብ ትክእል ኢካ,ብተወሳኪ ድማ ዝኮነ ካብ አብ መዓልታዊ ንጥፈታት ዝከበደካ ነገር ክትህገዝ ትክእል ኢካ.ንኣብነት ስራሕ አብ ምድላይ ,ትምህርት,ምምልካት ካልእ ድማ ዝኮነ ናይ ጽንብል ከተመልክት ተኮይንካ ሓበሬታ ክህብካ ይኽእሉ እዬም።አብ ኦሕያም ምስ ወለድካ መጽኢካ ጉዳይካ ክተሳልጥ ትክእል ኢካ። https://www.kirkkonummi.fi/ohjaamo-kirkkonummi.

ሉካን ኣብ ኪርኮኖሚ

ሉካን ኣብ ኪርኮኖሚ ንስደተኘታት ሕበሬታ ይህቡ,እቲ ዝልውጥ ሐበሬታ ንኣብንት ስራሕን ትምርቲን ከመይ ጌርካ ተመልክት,ናይ ቋንቛ ትምህርቲ ከመይ ጌርካ ትርከብ, ከምኡ ድማ ኣብቲ ከባቢ ዝሎ ዝተፈላላዩ አገልግሎት ሐበሬት ይህቡካ ። ብተወሳኪ ኣብ ሎካን ዝተፉላለዬ ኣኬባታትን ንጥፍታትን የዳልው ከምኡ ድማ አብ ሉካን ስባትትላለ, ምስ ካልኦት ስባት ናይ ምዝራብን ውይ ድማ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ የዻልው። ናይ ሉካን አድራሻ ድማ ሳሎቨኪስንቲየ 3 አብ ካውፓኰስኩስኪርካ ይርከቡ። ናይ ፓሰታ ቁጵሪ 020000 ኪርኮኖሚ፡

Luckan: Saloviuksentie 3 (Kauppakeskus Kirsikka), 02400 Kirkkonummi

ኢንተርናሽል ሃወስ  አብ ሄልሲንኪ 

እቶም ኣብ ኪርኮኖሚ ዝቀየሩ ውይ ዝገዓዚ ስባት ወግዓዊ ዝኮነ ጒዳይኲም ክተሳልጡ ወይ ድማ ሓብሬታ ክትረክብ ኣብ ኢንተርናሻናል ሃወሳ ሄልሲንኪ ክትከድ ትክእል ኢኩሞ።ብተወሳኪ ሓበሬት ኣብ ናቶም ገጽ ኣቲኩም ክትረክብዎ ትክእሎ ኢኲም።  ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብቲ ገጽ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም International House Helsingissä. https://ihhelsinki.fi/   

ናይ መጅመርታ ደህስስን ናይ ልምድን መደባት 

አብቲ ናይ መጀመርታ መጽናዕቲ ናይ ስድተኞ ኣብ ናይ ምወሃድ ወይ ምልምማድ ኣብ ፈንላንድ  እንታይ ዓይነት አግልግሎት ወይ ድማ  ሃገዝ ክጠቅመካ ዝክእል ነገራት ።ኣብ ሌባቫራ ሴሎ ካውፓኬከስን ኣብ ናይ ስራሕ ኣልቦ ቤትጽሕፉት አብ ናይ  Sellon kauppakeskuksen työ- ja elinkeinotoimistossa (TE-toimisto) ወይ ድማ ኣብ ኪርኮኖሚ ኣብ ናይ ምልምማድን ምውህሃድን አግልግሎት ናይ  መጀመርታ ሓገዝ ይረክበለ ።ኣብቲ ናይ ቲቶ ምስቶ ወይ ድማ ናይ ምልምማደን አገልግሎት  ኣብቲ ናይ መጀመርታ መጽናቲ ወይ ድማ ተመከር በቲ አድላይነት ናይ ምወህሃደ መደባት ኣብ ቲቶምስቶ ውጽእ።ብናይ ቴምሶቶ መስረት በቲ መደባት ዙወጻኣኻዮ ናይ ሽወደን ውይ ድማ ፈንላንድሐ ቛንቛ ክትምሃር ትክእል ኢካ። https://toimistot.te-palvelut.fi/espoo

ኣተርጋማይ የደልይካ ድዩ ?

ቋንቋ ሽወደን ወይ ፊንላንድ ተዘይፈሊጥኲም ወይ ድማ ምስቶሞ ናይ ወግዓዊ ስራሕተኛታት ,ናይ ሓባር ቌንቌ ተዘይብልኵም,እቲ በዓል ወግዓዊ ጉዱይት ዘሳልጠልካ አተርጋማይ ይእዝዘልካ መስልካ እዬ።እዚ ማለት ድማ ኣተርጋማይ ምጥቃም መብዛህቱኡ ግዜ ዝኮነ ትክፍሎ ነገር ከምዘየለ።ኣብቲ ካልእ ጒዳያት ኣብ ተሳልጠሎ ትደልየሎ ግዜ

ባዕልካ ክትጥቀም ትክእል ኢካ። ብተወሳኪ ሓበሬታ፡አብ ገጽ ክትረክብው ትክእል እኰም። https://infofinland.fi/fi/settling-in-finland/do-you-need-an-interpreter

ናይ ቁጣባዊ ጽገም

ኣታዋካ ኣብ መነባብሮካ እኩል ተዘይኮኑ አብ ናይ ግድብን ኤላኬላይቶስ ኬላ Kansaneläkelaitoksesta (Kela).  ሓገዝ ከተመልክት ትክእል ኢካ። ኣብ ናይ ኬላ ቤት/ጵሕፈት ኬድካ ጕዳይካ ክትረጋጽ ትክእል ኢካ ።ንአብነት እንታይ ዓይነት መስልአለካ ሓገዝ ክትርከብ,ብተወሳኪ ኣብኡ ሓበሬታን  ከምይ ጌርካ ሓገዝ ክተመልክት ክም ትክእል ሕበሬታ  ይህቡካ እዬም። ኣብ ናይ ላንሲ ኡዴማን ኢቨንቦይንቲ ኣሉቬ ኣብ ናይ ሾሾል ፓልፐሉ ሓበሬታ ናይ ቁጣባ ሓገዝ ክትረክብ ትክእል ኢካ። ንኣብት እንድህር ናይገዛ ክራይ ክትክፈል ተዘይኪኢልካ ኣብ ናይኪርኮኖሚ ምምህዳር,ናይ ገዛ ሓገዝ ቤት/ጵሕፈት ሓበሬታ  ክትሓትት ትክእል ኢካ። https://www.luvn.fi/fi/palvelut/sosiaalipalvelut/taloudellinen-tuki/toimeentulotuki.ብተውሳኪ  ድማ  ናይ ዝክፉል ገንዘብ እንተለካ, ኣብቲ ቤት/ጵሕፈት ናይ ሓገዝ ከተመልክት ትክእል ኢካ።  ። ብተዉሳኪ ድማ  ናይ  ዝክፈል ሓበሬት ሓገዝ ክተመልክት ከለኪ ብኢመይል ወይ ድማ ብቴሌፍን ምዝርራብን ወይ ድማ ብአካል በምርካብ ከምኡ  ድማ  ምጽፍሓፍ ክተመልክት ትክእላ ኢካ ። https://www.kirkkonummi.fi/asumisneuvonta

ብተወሳኺ ብዛዕባ ፋይናንሳዊ ጸገማት ካብ ፋይናንሳውን ዕዳን ምኽሪ ብኢመይል፡ ብድምጺ መልእኽቲ፡ ቆጸራ ብምሓዝ ወይ ብዕላል ሓገዝ ክትደልዩ ትኽእሉ ኢኹም። ብናይ ቁጦባዊ ዘተሓሳሰበካ ዘጩንቀካ  እንተሃልይ በይንካ ኣይትጨነቅ ምክንያቱ ሓገዝ ዘይምሕታት ነቲ ጸገም ከግደደ ይክእል እዩ። https://oikeus.fi/talousjavelkaneuvonta/fi/index.html#